Cover image of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

Warning: This podcast data isn't working.

This means that the episode rankings aren't working properly. Please revisit us at a later time to get the best episodes of this podcast!

Ranked #1

Podcast cover

ምሉእ ፈነወ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (01/08/2022)

ምሉእ ፈነወ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (01/08/2022)

ምሉእ ፈነወ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛዜናታትጸብጻብ ዜናታት ልኡኽናፈስቲቫል ጋርማን ጉዕዞ ናብ ደቀባታዊ ድምጺ ናብ ባይቶ ኣውስትራልያቃለመሕትት ምስ ዶክተር ይፍደኣምላክ ተስፋማርያምሰ... Read more

1 Aug 2022

49mins

Ranked #2

Podcast cover

ደሃዮም ዝጠፋአ ኣትሌታት ኤርትራ ተረኺቦም ተባሂሉ፥ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ዓዶም ኣብ ዝተመልስሉ ኩነታት ትግራይ ናይ ሓዋሩ ፍታሕ ይሕተተሉ

ደሃዮም ዝጠፋአ ኣትሌታት ኤርትራ ተረኺቦም ተባሂሉ፥ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ዓዶም ኣብ ዝተመልስሉ ኩነታት ትግራይ ናይ ሓዋሩ ፍታሕ ይሕተተሉ

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/08/2022)* ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ ሓሙሽተ ኣባላት’ታ ኣብ ኦሬገን ኣሜሪካ ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ተረኺቦም ተባሂሉ፥... Read more

1 Aug 2022

9mins

Similar Podcasts

Ranked #3

Podcast cover

ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ኣን ዌበር ናብ መቐለ ክኸዳየን፣ ኣሜሪካዊ ልኡኽ ማይክ ሀመር ንተቓወምቲ ሰልፍታት ኣዘራሪቦም

ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ኣን ዌበር ናብ መቐለ ክኸዳየን፣ ኣሜሪካዊ ልኡኽ ማይክ ሀመር ንተቓወምቲ ሰልፍታት ኣዘራሪቦም

ጸብጻባት ዜና:ንትግራይ ዘድሊ 100 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዘመናዊ ድዅዒ ካብ ኢትዮጵያ ተዓዲጉ ይቐርብ ኣሎ ተባሂሉ፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ዝኾና ኣን ዌበር ናብ መቐለ ክኸዳ ምዃነን... Read more

1 Aug 2022

6mins

Ranked #4

Podcast cover

“ጽምዋ እቲ ዝኸፍአ መርዚ ኣእምሮ’ዩ።” ዶ/ር ይፍደ-ኣምላክ ተስፋማርያም

“ጽምዋ እቲ ዝኸፍአ መርዚ ኣእምሮ’ዩ።” ዶ/ር ይፍደ-ኣምላክ ተስፋማርያም

ዶ/ር ይፍደኣምላክ ካብ ኤርትራ ክሳብ ዝወጽእ ዳይረክተር ባንክ ደም ኤርትራ ዝነበረ በዓል ሞያ እዩ። ብዘይካ እቲ ብሞያኡ ኣብ ኣመሪካ እናነበረ ዝሰርሖ መሃሪ ጽሑፋት’ውን ኣብ ማሕበራዊ መራኸ... Read more

31 Jul 2022

23mins

Most Popular Podcasts

Ranked #5

Podcast cover

ኣውስትራልያ ሓደ ደቀባታዊ ድምጺ ናብ ባይቶ ክቐውም ታሪኻዊ ስጉምቲ ወሲዳ

ኣውስትራልያ ሓደ ደቀባታዊ ድምጺ ናብ ባይቶ ክቐውም ታሪኻዊ ስጉምቲ ወሲዳ

ኣውስትራልያ ‘ደቀባታዊ ድምጺ ናብ ባይቶ (Indigenous Voice to Parliament)’ ንምቛም ታሪኻዊ ስጉምትታት ኣብ እትወስደሉ ዘላ እዋን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ’ቲ... Read more

31 Jul 2022

7mins

Ranked #6

Podcast cover

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (28 ሓምለ 2022)

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (28 ሓምለ 2022)

ናይ ሎሚ ሓሙስ 28 ሓምለ  2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ካብዝሓዞ ትሕዝቶታት፥ **ብዛዕባ ኣብ 2016 ካብ ካይሮ ክወጹ ዝፈተኑ 32 መንእሰያት ዝምልከት ምስ ኣቶ ገብረ ባህ... Read more

28 Jul 2022

58mins

Ranked #7

Podcast cover

"ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ፕረዚደንት ትግራይ

"ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ፕረዚደንት ትግራይ

 ልኡኽና ዝሰደዶም ጸብጻባት እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፡ ፕረዚደንት ትግራይ ቅድሚ ዘተ ምጅማሩ "ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ኢሉ ኣሜሪካ ናብ ትግራይ ወርሓዊ 2 ሚልዮን ሊ... Read more

28 Jul 2022

7mins

Ranked #8

Podcast cover

ብሰንኪ ክብሪ ዋጋ ምምጋብ ኣሕምልቲን ፍረታተን ከይጎድል፡

ብሰንኪ ክብሪ ዋጋ ምምጋብ ኣሕምልቲን ፍረታተን ከይጎድል፡

ብመሰረት እዋናዊ ሓበሬታ ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ  (ABS). ፡ ዋጋ ፍሩታታትን ኣሕምልትን ኣብዚ ርብዒ ዓመት እዚ ፡ ብሽዱሽተ ሚእታዊት ወሲኹ ኣሎ ። እዚ ድማ ንገሊኡ ስድራ-... Read more

28 Jul 2022

7mins

Ranked #9

Podcast cover

ኣብ ግብጺ ደሃዮም ዘጥፍኡ 32 ኤርትራዊያን፡ ብህወት ይህልዉዶ ኣብ ማእሰርቲ፧ ወለዲ ይጣርዑ፡ ተጣበቕቲ ኣሰሮም ይደልዩ።

ኣብ ግብጺ ደሃዮም ዘጥፍኡ 32 ኤርትራዊያን፡ ብህወት ይህልዉዶ ኣብ ማእሰርቲ፧ ወለዲ ይጣርዑ፡ ተጣበቕቲ ኣሰሮም ይደልዩ።

"ኣብ 2016 ካብ ካይሮ ክወጹ ዝፈተኑ 32 መንእሰያት ኩሎም ተረሺኖም። ኣነ ግና ሃዲመ ወጺአ።" ክብል ሓደ ከሰግሮም ዝፈተነ ሱዳናዊ ገሊጹ። ብድሕር'ዚ "ክህልዉ ይኽእሉ'ዮም ዝብል ተስፋ ተ... Read more

27 Jul 2022

14mins

Ranked #10

Podcast cover

ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛኻ ንምሟቕ ዝበለጸ መገዲ እንታ'ዩ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛኻ ንምሟቕ ዝበለጸ መገዲ እንታ'ዩ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

ነቲ ዘሎ መማረጺታት ኣጠቓቕማ መሞቚ እንተፈሊጥካ ፡ ንቤትካ ግቡእ ናይ መውዓዪ ኣገባብ ምምራጽ  ዝቐለለ ይኸውን ። ነቲ ኣብ ገዛኹም ተተኺሉ ዘሎ ኣገባብ መውዓዪ ክትቅይርዎ እንተ ዘይክኢልኩም... Read more

27 Jul 2022

10mins

“Podium: AI tools for podcasters. Generate show notes, transcripts, highlight clips, and more with AI. Try it today at https://podium.page”